መርዓ መዛሙር (Wedding)

ዘደብረ መድሃኒት ሎዶን ሓጸርቲ መዛሙር - (መርዓ) ናብ ቤተ ክርስቲያን ክኣትው ከለዉ

#1. መጽኣ መርዓዊ ፍስሓ ለኩሉ/2/
በሰላም ጻኡ ተቀበሉ/2/

#2. ንትቀበል መርዓዊ/2/
ሰማያዊ ንትቀበል መርዓዊ/2/

#3. በትፍስህት ወበሃሴት/2/ እህ
ተቀበልዋ ለመርዓት/2/

#4. ኣርህዉ ሆሃተ ለመርዓዊ ስብሃት ዘይቤ/2/
   ተሰምኣ ቃለ ቀርነ ወድምጸ ይባቤ/2/

#5. ካህናት ተንስኡ/2/ ለተናብቦ
እንዘ ይብሉ ንሴብሖ/2/
እንዘይብሉ ንሴብሖ
ድሕሪ ቃል ኪዳን ኣብ ቤተ ክርስቲያን

#6. ሰላም ለኪ ድንግለይ(ነዋሕ)

#7. ደብርነ ደብረ መድሃኒት ከመ
ደብረ ሲና ደብረ ታቦር/2/
ላእሌሃ/2/ ተከስተ ምስጢር/2/

#8. ክንደይ ተዓዲልኩም በዚ ቅዱስ ዕለት (ኣብ ደብረ መድሃኒት) ጋማ ዝኣሰርኩም/2/
ርሑስ ጋማ ኣምላኽ ይባርኽኩም/2/

#9. ተሓጎሲ ቤተክርስቲያና ብዙሕ ደስ ይቤልኪ/2/
መርዓውን መርዓትን ደቅኺ/2/ ብስጋ ወደሙ ሓደ ኮይኖምልኪ

#10. በቃና ዘገሊላ /2/
ዘገሊላ ከብካብ ኮነ /2/

#11. ቃል ኪዳን ኩቡር’ዩ መሳልል ናይ ሰማይ/2/
ዕዱማት ይግበርኩም ኣብ’ቲ ላዕላይ ሰማይ
ኣብ ቅድሚ ኣዶናይ/2/

#12. ዘኣስተጻመረ/3/
ክሊሆሙ ዘኣስተጻመረ/2/
ሓደ ዝገበረ/3/
ንክልቲኦም ሓደ ዝገበረ ይትባረክ እግዚኣብሔር

#13. ኣብርሃመ ሳራ ይመስሉ/መርዓዊ ሰናየ……

#14. ዝንቱ ኩሉ ኮነ /2/ በደብረ ብርሃን
በፈቃደ/4/ እግዚኣብሔር

#15. ተሓጒሱ ጎይታ ብመርዓኹም/2/ ዕልል/2/ ብቕዱስ ቁርባን ተወሲንኩም ተሓጒሱ ጎይታ

#16. ዕልል ዕልል ንበል(ነዋሕ)
ናብ ሄል/ኣዳራሽ ክኣትው ከለው

#17. ንሴብሆ/2/ ለእግዚኣብሔር
ስቡሃ ዘተሰብሃ/2/

#18. መጻ ዘመጻኣ እምላእሉ(2)
መርዓዊ መጻ(2) እልል በሉ ጻኡ ተቀበሉ

#19. ዕልል ዕልል ደስ ይበለና/2/
መርዓውቲ ሒዝና መጺና ኣሎና ዕልል እናበልኩም ተቀበሉና

#20. እንዘስውር እምኔነ ይእዜሰ ክሱተ ኮነ/2/
ተኣምረ ወመንክረ ገብረ መድሓኒነ በቃና እህ/2/ ዘገሊላ ከብካበ ኮነ/2/

#21. ትዌድሶ መርዓት ወትብሎ/2/
ወልደ እሁየ ቃላከ ዓዳም

#22. ሃሌ ሉያ ሃሌ ሉያ ሃሌ ሃሌ ሉያ ትዌድሶ/2/እህ እህ
እንዘ ትብል ነያ ወልደ እሁየ ቃልከ ኣዳም/2/ እህ እህ

#23. ከመ ይንስኡ ዓስበ ስብሃቶሙ/2/
ኣክሊል ንጹህ ዲበ ርእሶሙ/2/
መርዓውቲ መግቢ ክሕዙ ከለው

#24. መርዓዊ መርዓት(ነዋሕ)

#25. መኣዱ ዓብይ/2/ ህብስተ መና/2/
ወስቴሁኒ ከመ ወይነ ቃና/2/

#26. ዘረሰዮ/2/ ለማየ ወይነ/2/
ተኣምረ እንዘ ይገብር/2/

#27. ጥዒሞ ኣንከረ/2/ በረከተ ዘኣምላከ ገብረ/2/

#28. ወይነ ቃና/3/ ለቤትኪ ኮነ/2/ ወይነ ቃና ለቤትኪ ኮነ

#29. ይመስሉ/2/ ኣብርሃ ወሳራ ይመስሉ………..

#30. ለባርኮ ለዝንቱ ከብካብ ምስለ ወልድኪ ፍቁር
ንዒ ማርያም/2/ እመ ኣምላክ

#31. ተኣምረ ወመንክረ ገብረ መድሃኒነ/2/በቃና ዘገሊላ/2/ ከብካበ ኮነ

#32. ከብካበ ኮነ ወኮነ እሙነ/2/
ማየ ማየ ርሰዮ ወይነ/2/
ድሕሪ መግቢ

#33. ንስላሴ ኣመስግኑ(ነዊሕ)

#34. ሽምኪ ጸዊዐ(ነዊሕ)

#35. ይረድኣነ ኣምላክነ ………

#36. ነዚ ቤት ይምላእ በረከት/2/
ኣቡነ ዘበሰማያት/3/

#37. ኣቡነ ዘበሰማያት/4/
ይትቀደስ ስምከ/2/ እግዚኣብሔር

#38. ማርያም/3/ ትምክህተ ዘመድነ/3/ ማርያም
ኣብ ቶርታ ዝዝመሩ

#39. ፍቕርኻ ሪአ

#40. ብማእሰር ፍቕሪ ተጠሚርኩም(ነዊሕ)

#41. ባርክዎ ለዝንቱ ህብስት…….

#42. ደስ ኤልዎም(ነዊሕ)

#43. እግዚኣብሔር ይመስገን(ነዊሕ)
መፋነዊ

#44. ኣብ ምድራዊ ሂወት/2/ ኣብ ፈተና ቦታ
ድንግል ትሓልኹም ኣእዳዋ ዘርጊሓ

#45. ተፈጸመ/3/
ከብካበ ዚኣሁ/2/
ኣብ ኣዳራሽ ዝዝመሩ

#46. ኣንቲ ውእቱ መንፈሳዊት መርዓት መዘምር ፍትሃዊት/2/
ዘሃረየኪ ዲያቆን ተኽለወይኒ/2/

#47. ዲያቆን ዘርእያ ዘርእያ በደብረ ብርሃን/2/
ሃመልማላዊት/4/ ፍትሓዊት ሰናይት/2/

#48. ከመብዎ/3/
ካህናተ ክብር/2/ ከበብዎ/2/

#49. ለባርኮ ንዒ ለባርኮ ለባርኮ ከብካበ ዚኣነ ለባርኮ/2/
ንዒ ማርያም ድንግል/2/ ከብካበ ዚኣነ ለባርኮ/2/

#50. ብረሌ ንጽህት ዘኣልባ ርስሓት/2/
ወደሲኪ/2/ ብጹኣን ካህናት/2/

#51. ኣልብኪ ነውር ወኢምንትኒ በላእሌኪ/2/
ጻኢ እምሊባኖስ እህትየ መርዓት/2/

#52. ከብካብ ንጹህ ወመርዓ ቅዱስ/2/
ይቤለነ/3/ ጳውሎስ መምህር/2/

#53. መኣዛ ኣፉሃ/2/ ከመ ኮል መኣዛ ኣፉሃ/2/ እህ
ፍጹም ሰማያዊ/2/ ዝመርዓዊ ፍጹም ሰማያዊ
ዘኣልባ ርስሓት/2/ ዛመርዓት ዘኣልባ ርስሓት/2/

#54. እህ ትብሎ መርዓት እህ ለመርዓዊሃ/2/ እህ ሰናየ ኣንተ ኣንተ ወልደ እኁየ

#55. በልዎ ለእግዚኣብሔር በልዎ/2/
ግሩመ ግብርከ/2/ በልዎ ለእግዚኣብሔር
በልዎ ንእግዚኣብሔር በልዎ ፍሉዩ ስራህካ

#56. ከመ ይንስኡ ዓስበ ስብሃቶሙ/2/
ኣክሊል ንጹህ ዲበ ርእሶሙ

#57. እየሱስ በከመ ኣፍቀራ ለማህበሩ/2/
ኣንስቲያክሙ ከማሁ ኣፍቅሩ/2/ሃሌ ሉያ

#58. ሶበሰ ይወርዱ መላእክት መላእክት ይወርዱ ኣወይ ሊቃነ መላእክት
እህ እህ ኣልቦሙ ድምጽ እህ/3/ ወኣልቦ ኣሰር ለመክያዳት ይቀልል ርጾቶሙ እምነፋሳት
ወስተ ሃገሩ ለእግዚኣብሔር ኤርትራ

#59. ኣፍቀርክዋ ለቤተ ክርስቲያን/2/
ዘደብረ ብርሃን/2/ ቤተ ክርስቲያን

#60. ኢየሃድጋ/3/ ለማህበርነ ደብረ ብርሃን

#61. ተፈሳህነ ወተሃሰይነ/2/
እስመ ረከብነ ዘተመነይነ ፍስሃ/2/

#62. ሃሌ ሉያ/2/ ንትፌሳህ ኩልነ  
ንትፌሳህ ኩልነ/2/ ሃሌ ሉያ ንትፌሳህ ኩልነ

#63. ወይኣይንቲሁ ብሩህ ከመ ጸሃይ/ ወኣይንቲሃ

#64. ገጹ ቡርህ እም ዲያቆናት

#65. ቃለ ወንጌል ፈጸምከ ይትኣስር በላእሌከ/2/ ዘተውህበከ ምስለ ተነበዮ/2/

#66. በየማኑ ትሓቁፈኒ በጸጋሙ ተተርእሰኒ/2/
ትብሎ መርዓት/4/ መርዓት ለመርዓዊሃ

#67. ኣክሊለ ኣክሊላት/2/
ዲበ ርእሶሙ ለካህናት/2/ 

#68. ወረደ መንፈስ ቅዱስ/2/
እምቤተ ቃና ዘወይኒ/2/ ዘወይኒ/2/ እቤተ ቃና ዘወይኒ

#69. ወርዓዊ ሰናየ ወመርዐቱ ትመስል ጸሓየ/2/
ወርዓዊ ሰናየ ወመርዐቱ ትመስል ጸሓየ/3/